Los últimos titulares sobre Etiopía y el Cuerno de África de otros medios de comunicación. Cada noticia se abre en la web del medio original.
Mostrar solo mi idiomaUN Mission in Western Sahara Ends Following US-Russia Clash globalpost.com
Madaxweynaha Eritrea, Isaias Afwerki, ayaa mar kale dhaliilay nidaamka federaalka ee Soomaaliya iyo qaababka siyaasadeed ee uu sheegay inay sii xoojin karaan kala-qaybsanaanta bulshada, isla markaana fursad siin karaan qabqableyaasha dagaalka iyo kooxaha dano gaar ah leh inay saameyn ku yeeshaan…
Commission demands justice for 18 Eritrean journalists detained since 2001 Peoples Gazette Nigeria
US Sanctions Rwanda Over Alleged Support for Rebels in Eastern Congo https://globalpost.com/
Mahmood Revises UK Settlement Rules After Labour Backlash Demokratis.co.id
Chinese special envoys to visit Middle East, Africa to promote talks, ease tensions Anadolu Ajansı
ፕረዚደንት ቱርኪ ረሲፕ ጠይብ ኤርዶጋን፡ ኣብ ደቡብ ኮርያ፡ ሎሚ ዕለት 2 ሕዳር 2026 ዑደት የካይድ ከም ዘሎ ጸብጻብ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር የመልክት። ክልቲኦም መራሕቲ ሃገራት፡ ሰሉስ 3 ሕዳር ኣብ ሴኡል ወግዓዊ ርክብ ከካይዱ ትጽቢት ይግበር። ኣብቲ ዝርርብ፡ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ስትራተጂያዊ ሽርክነት፡ ንግዲ፥ ወፍሪ፥ ኢንዱስትሪ ምክልኻል፥ ኒውክሌሳዊ ጸዓትን ካልኦት ጽላታት ምትሕብባርን ክዝተየሎም […] The post ፕረዚደንት ቱርኪ ኣብ ደቡብ…
Source: ADF The nation is now one of the only stable countries in the troubled region Eritrea is seeing its strategic value to regional security and the global economy rise as conflict affects traffic on the Red Sea. Houthi rebel attacks on commercial vessels have disrupted commercial shipping in…
ኦሉሶላ ኦሎናደ ዝተባህለት ናይጄሪያዊት ኣደ፡ ኣብ መበል 50 ዓመት ዕድሚኣ፡ ኣርባዕተ ቖልዑ ብሓንሳብ ወሊዳ ተዕቢ ከምዘላ ጸብጻብ ዘ ታይምስ ኦቭ ኢንድያ ኣመልኪቱ። እታ ኣደ፡ ንመጀመሪያ ግዜኣ ብሓንሳብ ኣርባዕተ ማናቱ (ክልተ ኣወዳትን ክልተ ኣዋልድን) ብሰላም ምውላዳ፡ ዓቢ ሓጐስ ከም ዝተሰመዓ ብ27 ጥቅምቲ 2026 ምስ ቢቢሲ ኣፍሪቃ ኣብ ዝገበረቶ ቃለ መሕትት ሓቢራ። እዛ ኣብ ህይወታ ንነዊሕ እዋን […] The post ኣብ መበል 50 ዓመት ዕድሚኣ ኣርባዕተ መናቱ…
President Isaias Afwerki holds talks with President Vladimir Putin – Eritrea Ministry Of Information Eritrea Ministry Of Information
Asmara, 31 October 2026- President Isaias Afwerki and President Vladimir Putin held, at the Kremlin in the late evening hours yesterday, extensive talks on enhancement of bilateral ties and other matters of mutual interest. President Putin thanked President Isaias Afwerki for his participation at…
Meeting with President of Eritrea Isaias Afwerki Президент России
ኣስመራ፣ 31 ጥቅምቲ 2026 – ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ፈደረሽን ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን ትማሊ 30 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ምሸት ኣብ ቤተ-መንግስቲ ክረምሊን ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድናን ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ጉዳያትን ዘትዮም። ንተሳታፍነት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሳልሳይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ሩስያን ዘመስገነ ፕረዚደንት ፑቲን፡ ሩስያ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ዝምድናታት ብዝበለጸ ንምምዕባል ካብ ዘለዋ […]
Putin Meets With Eritrea President in Kremlin Hindusthan Samachar English
"They will face a block": UK strips African country’s VIPs of visa perks Tuko News
From pariah to partner: Eritrea in Washington’s Red Sea calculus نون بوست
Masar, Soomaaliya, Eritrea iyo Sudan oo adkeeyay midnimada Soomaaliya iyo madax-bannaanideeda Hiiraan Online
Sputnik Africa interview with President Isaias – Eritrea Ministry Of Information Eritrea Ministry Of Information
Asmara, 29 October 2026 – In an interview with Sputnik Africa, President Isaias Afwerki stressed that respect for sovereignty and territorial integrity is a fundamental pillar of international law and the global order. In the interview, which focused on relations between Eritrea and Russia,…
Eritrea’s Coveted Geopolitical Location and Irreplaceable Strategic Role in the Red Sea and the Horn of Africa Eritrea Ministry Of Information
Eritrea’s geopolitical significance and strategic role is deeply rooted in its geography, history, and the resilience of its people and statehood. From the earliest human migrations and the development of ancient civilizations to the emergence of the modern international system, the territory of…
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ብራዚል ድሕሪ ዘጋጠሞ ስዕረት ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝሃደመ ፍላቪዮ ቦልሶናሮ፡ ንነብሱ ሓቀኛ ፕረዚደንት ብራዚል ምዃኑ ከም ዝገለጸ ጸብጻብ ኤ.ቢ.ሲ ኒውስ ሓቢሩ። ቦልሶናሮ ኣብቲ ብሰንበት ዝተኻየደ ምርጫ ክዕወት ሰፊሕ ተጽቢት ተገይሩሉ እኳ እንተነበረ፡ ብሉዊዝ ኢናስዮ ሉላ ዳ ሲልቫ (ሉላ)፡ ካብ ዝምራሕ ፖለቲካዊ ጉጅለ ግን ስዕረት ኣጋጢምዎ እዩ። ቦልሶናሮ […] The post ፍላቪዮ ቦልሶናሮ፡ ንነብሱ…
Red Sea Insecurity Highlights Eritrea’s Strategic Value Eurasia Review
Eritrea: Nationals in various countries express readiness to contribute to national resilience Africa.com
ዕጡቓት ሓይልታት ሑቲ የመን፡ ኣብ ልዕሊ መዕርፎ ነፈርቲ ዓደን ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፡ ሰላማዊያን ሰባት ከም ዝቖሰሉን ገዚፍ ንዋታዊ ዕንወት ከም ዝወረደን፡ ወተሃደራዊ ሓይሊ የመን ገሊጹ። ብመሰረት ጸብጻብ ኣልዓረብያ እንግሊዝኛ፡ እዚ ሓድሽ መጥቃዕቲ’ዚ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ምስሕሓብ መሊሱ ንክጋደድ ምኽንያት ኰይኑ ይርከብ። እቲ መጥቃዕቲ ንሲቪላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ዘገልግል መዕርፎ ነፈርቲ ዓደን ዒላማ ዝገበረ ኰይኑ፤ እቶም በቲ […] The post ጉጅለ ሑቲ፡ ኣብ…
ኣብ ማእከላይ ስጳኛ ዞባ ቶሌዶ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ናይ ልዑል ፍጥነት (High-speed) ባቡራት ብዘጋጠመ ከቢድ ናይ ምግጫው ሓደጋ፡ ብውሕዱ 68 ሰባት ክሞቱ ከለዉ፡ ልዕሊ 58 ሰባት ድማ ቆሲሎም ኣብ ሆስፒታል ክንክን ይግበረሎም ከምዘሎ ሮይተርስ ይሕብር። ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ገና ክውስኽ ከም ዝኽእል ሰበስልጣን ስጳኛ ሓቢሮም። እቲ ሓደጋ፡ እተን ባቡራት ካብ ርእሰ ከተማ ማድሪድ ተበጊሰን ናብ […] The post ኣብ ስጳኛ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር፡ 68 ሰባት ሞይቶም…
1. ውጽኢት ምርጫ ዘይተነጸረ ውድድር የርኢ ካብ መውጽኢ ምርጫ ዝተረኽቡ ቅድመ-ግምታት፡ ጉጅለ ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንያሚን ኔታንያሁ፡ ካብ 51 ክሳብ 52 መናብር ክረክብ ከሎ፡ እቲ ብጋዲ ኣይዘንኮት ዝምራሕ ተቓዋሚ ጉጅለ ድማ ካብ 49 ክሳብ 51 መናብር ክረክብ ከም ዝኽእል ኣመልኪቶም። ንመንግስቲ ንምምስራት እንተወሓደ 61 መናብር የድሊ። 2. ውድብ ሊኩድ ዝዓበየ ውልቃዊ ፓርቲ ክኸውን ተገሚቱ ውድብ ሊኩድ […] The post ሓሙሽተ ቀንዲ ነጥብታት፡ ካብ ምርጫ ባይቶ…
ኤርዶጋንን ማክሮንን ብዛዕባ ዝምድናታት ክልቲአን ሃገራትን ምምራጽ ቀጻሊ ዋና ጸሓፊ ው.ሕ.ሃ.ን ኣድሂቦም ከም ዝተዘራረቡ ሎሚ 28 ጥቅምቲ 2026 ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ቱርኪ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ የመልክት። ፕረዚደንት ቱርኪየ ረጀፕ ጣይይብ ኤርዶጋን፡ ምስ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ኣብቲ ብተሌፎን ዝገብርዎ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባ ኣብ ዝምድናታት ሃገራቶምን ዞባውን ዓለምለኻውን ጉዳያትን ኣተኩሮም ተዘራሪቦም። ኣብቲ ዝርርብ፡ መስርሕ ምምዛዝን ምምራጽን […]…
ኣብ እስራኤል፡ ትማሊ ሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2026፡ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ባይቶ፡ ካብቲ ክሳዕ ሕጂ ዝተገልጸ ግዝያዊ ውጽኢት፡ ካብ ቀንዲ ፖለቲካዊ ጉጅለታት ዋላ ሓደ መንግስቲ ንምቛም ዘድሊ 61 ወንበር ኣብቲ 120 ወንበር ዘለዎ ፓርላማ ኣይረኸበን ዘሎ። ብመሰረት ብ28 ጥቅምቲ ካብ ማእከላይ ኮሚሽን ምርጫ ዝተረኽበ ግዝያዊ ሓበሬታ፡ ብቀዳማይ ሚኒስተር ቤንያሚን ኔታንያሁ ዝምራሕ ጉጅለ 54 ወንበር ክረክብ እንከሎ፡ […] The post ምርጫ እስራኤል፡ ዋላ ሓደ ካብ ቀንዲ…
ሰነተር ፍላቪዮ ቦልሶናሮን ስድርኡን ናብ ኣሜሪካ ክኣትዉ ዘኽእሎም መእተዊ ፍቓድ ወይ ቪዛ ከም ዝተዋህቦም፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ኣሜሪካ ኣፍሊጦም ክብል ማዕከን ዜና ሮይተርስ፡ ብ 27 ጥቅምቲ ጸብጺቡ። እዚ ሓበሬታ ዝመጽእ ዘሎ፡ እቲ ሰነተር ኣብ ብራዚል ድሕሪ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ካብ ሃገሩ ወጺኡ ኣብ ፍሎሪዳ ከም ዝርከብ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን እዩ። ፍላቪዮ ቦልሶናሮ፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ […] The post ፍላቪዮ ቦልሶናሮን ስድርኡን፡ ናብ ኣሜሪካ…
ኣብ ቱርኪ ዝርከብ ኣምባሳደር ሱዳን ናዲር ዩሲፍ ኤልጣየብ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ከተማ ኤል ፋሸር ዝፍጸም ዘሎ ህልቂትን ሰብኣዊ ቅልውላውን ስጉምቲ ብዘይምውሳዱ ብጽኑዕ ከም ዝኾነነ ሎሚ 28 ጥቅምቲ ዝተዘርገሐ ጸብጻብ ቲ.ኣር.ቲ ኣፍሪቃ ሓቢሩ ። እቲ ኣምባሳደር፡ ኣብ ኣንካራ ብትካል ምርምር ፖለቲካ፣ ቁጠባውን ማሕበራውን (SETA) ኣብ ዝተዳለወ ኣኼባ ተረኺቡ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ነዚ ዘይተገደስነት ማሕበረሰብ ዓለም ኣብዛ […] The post ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ…
ነበርቲ ሊባኖስን ሶርያን፡ ድሕሪ ምርጫ እስራኤል ኣብ ፖሊሲ እታ ሃገር ዓቢይ ለውጢ ክመጽእ ትጽቢት ከም ዘይገብሩ ሎሚ 28 ጥቅምቲ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ የመልክት። እዚ ስግኣት እዚ፡ እስራኤላዊ ሰራዊት ወተሃደራዊ ንጥፈታቱ ክቕጽል’ዩ ዝብል ስግኣትን፡ ኣብቲ ዞባ ጎንጺ ዳግማይ ክባራዕ ይኽእል’ዩ ዝብል ስግኣትን ኣብ ዝዓብለለሉ እዋን እዩ ዝግለጽ ዘሎ። ካብ ቤይሩት ክሳብ ደማስቆ ዝርከቡ ነበርቲ፡ ለውጢ መሪሕነት እስራኤል […] The post ምርጫ እስራኤል ዓቢይ ለውጢ…
ልዑል ተሳትፎ መረጽቲ፡ ኣብ መንጎ ኔታንያሁን ተቓወምቱን ዝግበር ቃልሲ፡ ከምኡ’ውን ሓድሽ መንግስቲ ንምቛም ዝካየድ ጻዕሪ። ትማሊ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፡ ልዑል ተሳትፎ መረጽቲ ከም እተመዝገበ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እንተኾነ፡ ክልቲኦም ቀንዲ ፖለቲካዊ ወገናት ኣብቲ 120 መናብር ዘለዎ ባይቶ እታ ሃገር፡ መንግስቲ ንምቛም ዘድሊ መብዛሕትነት 61 መናብር ክረኽቡ ከም ዝጽገሙ ተገሊጹ። እቲ ምርጫ፡ ኣብ መንጎ […] The post ምርጫ እስራኤል እንታይ ሒዙ…
Los titulares y breves extractos enlazan a sus medios originales. AddisGazette no produce ni edita este contenido externo.