ዜና ንግዲ፣ ትንታኔ ዕዳጋን ኢኮኖሚያዊ ርድኢትን።
ንቐረባ ግዜ ሓበሬታ ተመለስ።
ብዛዕባ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪቃን ካብ ካልኦት ትካላት ዜና ዝተረኽቡ ኣርእስታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፍሪካ እናተቐየረ ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ስርዓት ምልምማድ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ነቲ ስርዓት ናይ ምቕራፅ ግደ ክህልዋ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) “መንገድታት ሰላም ኣብ ኣፍሪካ፦ ቁጠባዊ ሉዓላውነትን ጂኦፖለቲካዊ ሽግግርን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተኻየደ መበል 12 ጉባኤ ጣና ልዑል ደሕንነት […]
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 12 ጣና ፎረም፣ “መንገድታት ሰላም ኣብ ኣፍሪካ፦ ኢኮኖሚያዊ ሉኣላውነትን ጂኦፖለቲካዊ ሽግግርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዊሱ መራሕቲ ኣፍሪካን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ሰላም፣ ድሕንነትን ኢኮኖሚያዊ ሉኣላውነትን እታ ኣህጉር ዘተ ከካይዱ ትፅቢት ይግበር። ብተወሳኺ ኣብቲ መድረክ እናተቐየረ ዝመፅእ […]
ኣብ ባህሊ መግቢ ኢትዮጵያ ፍሉይ ቦታ ዘለዎ ስጋ፡ ብሰንኪ ልዑል ዋጋኡ ካብ ኣመጋግባ ብዙሓት ሰባት ዝጠፍእ ዘሎ ይመስል። ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓጺር እዋን ዋጋ ስጋ ብቕልጡፍ ምውሳኹ ስዒቡ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዋጋ ድኳናት ስጋ ብምቅዋም ተቓውሞኦም ብምስማዕ ተጠቀምቲ ምግዛእ ደው ከብሉ ክላበዩ ተራእዮም።
Africa's richest man nearly walked away from $327 million Kenya pipeline deal Billionaires.Africa
Elon Musk said in an X post that SpaceX has closed $40 billion in debt financing to purchase GPUs.
The economic is positive now but come January things could become trickier for the Labour government
Somalia highlights climate finance, debt sustainability and private investment after IMF-World Bank Meetings Tech Review Africa
سعر الذهب اليوم في السودان وعيار 21 الآن ببداية تعاملات الإثنين 26 أكتوبر 2026 شبكة تواصل الإخبارية
The world's pension systems are confronting a demographic crisis as longer lifespans and dwindling birth rates threaten to stretch retirement finances.
Sudan and Qatari firm agree on livestock investment pact to boost economy Sudan Tribune