Everything other news organizations report on Ethiopia and its neighbours, plus the top headlines from the rest of the world. Each story opens on the original publisher's site.
Show my language onlyኣብ ኣመሪካ፡ ሚነሶታ ሓደ ኤብሮ ኣሕመድ ዝተባህለ 27 ዓመት ዝዕድሚኡ መንእሰይ፡ ካብ ብዘይ መራሕ መኪና ትንቀሳቐስ ዝነበረት ኣውቶቡስ ቤት ትምህርቲ 18 ቆልዑ ብምድሓኑ ናእዳ ይርከብ። ኣሕመድ፡ ሰኑይ 19 ጥቅምቲ፡ ኣብ ከተማ ሴንት ፖል ኣብ ጥቓ ሓደ ድኳን ኣብ ዝነበረሉ ህሞት፥ ሓንቲ ማዕጾኣ ክፉት ዝነበረ ኣውቶቡስ ቤት ትምህርቲ ብዘይ ዝዀነ ቁጽጽር ክትንቀሳቐስ ብቅልጡፍ ተዓዘበ። እቲ መራሕ […] The post ህይወት ቆልዑ ተምሃሮ ዘድሓነ መንእሰይ ናእዳ ይረክብ…
I recently had the chance to go with Professor Ghirmai Negash to the University of Pittsburgh. He was giving a public lecture at the Center for African Studies there, and it was called, “Nervous Conditions of the Educated Class: A.J. Ahmed and African Intellectuals.” I thought the lecture was…
ኣብ ኢንተርነት ዝተዘርግሑ ሓበሬታት ለይቲ ካብ ሰዓት 8፡00 (2፡00) ክሳብ 9፡00 (3፡00) ኣብ ዘሎ ግዘ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ካብ ድቃስና ከም ንነቅሕ የረድኡ። ጭንቀት፣ ሆርሞናት፣ መንፈሳዊ ምኽንያታት ወይ ልዑል ስግኣት ጥዕና ከም ጠንቂ ይጥቀሱ።
ሎሚ ዓርቢ 23 ጥቅምቲ ሰዓት 6፡30 ናይ ንጉሆ፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዝተበገሰት ሰላም ኣውቶቡስ፡ ኣብ ጥቓ መእተዊ ኣዳማ ምስ ተሰሓቢት መኪና ብምግጫዋ፡ ህይወት ሰብ ዘጥፍኣ ከቢድ ሓደጋ ከምዘጋጠመ፡ ተሳፈርቲ ሓቢሮም። እቶም ተሳፈርቲ ከም ዝሓበሩዎ፡ መራሒ ኣውቶቡስን ተሓጋጋዚኡን ዝርከብዎም ልዕሊ ሽዱሽተ ሰባት ክሞቱ ከለዉ፡ ካልኦት ሓያሎ ድማ ቆሲሎም ኣለዉ። ብዝሒ ናይቶም ዝሞቱ ሰባት፡ ብናጻ […] The post ኣብ ጉዕዞ ሰላም ባስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምልታም፡…
64 Jehovah’s witnesses remain imprisoned in Eritrea 32 years after ban Kenya News Agency
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ብሄራት ብዝተፈጥረ ግጭት፡ ኣማኢት ነበርቲ ከተማ ሞያለ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ይስደዱ ከምዘለዉ ሎሚ 24 ጥቅምቲ 2026 ዝተዘርግሐ ጸብጻብ ይሕብር። እቲ ግጭት ካብን ናብን ዝግበር መዓልታዊ መስርሕ መጓዓዝያ ከምዘተዓናቐፈን ንግዳዊ ንጥፈታት ከምዘቋረጸን ዝተገልጸ ኮይኑ፥ ብዙሓት ስድራቤታት ካብቲ ከባቢ ብምውጻእ ዉሕስነት ንምርካብ ናብ ኬንያ ይኣትዉ ከም ዘሎዉ ይጠቅሱ። ብወገን ኬንያ፡ […] The post ኣብ ሞያለ ብሰንኪ…
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ናብ ሃገሩ ከይኣቱ ንምክልኻል፡ ሓድሽ ስጉምቲታት ድሕነት ክወስድ ምጅማሩ ጸብጻብ ሮይተርስ ሓቢሩ። እዚ ስጉምቲ፡ ዝኾነ ናብ ኣሜሪካ ዝኣቱ ተጓዓዛይ፡ ኣብ ዝሓለፉ 21 መዓልታት ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ (DRC) ከምዘይነበረ ናይ ጽሑፍ ምስክርነት ክህብ ይሓተት። እዚ መምርሒ፡ ካብ 3 ሕዳር ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸዉን ኮይኑ፡ ተጓዓዝቲ ነቲ ቅጥዒ ምስክርነት ብዲጂታላዊ መገዲ ወይ […] The post ኣመሪካ፡ ንምክልኻል ሕማም…
Verse from Qur’an inspired US man to leap on runaway school bus and halt it The Guardian
Eritrea: Police personnel receive training in forensic chemistry Social News XYZ
Police personnel receive training in forensic chemistry – Eritrea Ministry Of Information Eritrea Ministry Of Information
Rod Stewart, Diaspora, and the Search for Home In When a Song Becomes a Homeland, we explored how Rod Stewart’s Every Beat of My Heart speaks to the memories, attachments, and longing that accompany those who leave their homeland behind. But what happens after departure? What happens when the…
Asmara, 23 October 2026 – The Eritrean Police has provided training in forensic chemistry to crime investigation personnel. Sub-Lt. Simon Gebreyohannes, head of the Crime Investigation Unit, said that the training, provided by Dr. Eden Tareke, a chemistry and food safety expert, will strengthen…
ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ሞያሌ ክልላት ኦሮምያን ሶማሌን ኣብ ዝዳወብሉ ከባቢ ካብ ብሰንበት ጀሚሩ ብዝተወልዐ ግጭት፡ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ከም ዝጠፍአ ነበርቲ ንቢቢሲ ገሊፆም።
ብመጥባሕቲ ሕክምና ወይ ብዘይ መጥባሕቲ መትሎ ንምዕባይ ዘኽእሉ ኣማራፂታት ኣለዉ። ኣብ መትሎ ዝውግኡ ንጥረ ነገራት'ውን ዝተፈላለዩ እዮም።
Headlines and short excerpts link to their original publishers. AddisGazette does not produce or edit this external content.